Skip to main content
ውድድር ደርፊ ሽንግርዋ ኣብ ሞንጎ እተን ካናሪ ድምጸን ኣሓትና ተጀሚሩ ከምዘሎ ነበስር።
ተሳተፍቲ
ተሳተፍቲ ውድድር ደርፊ ሽንግርዋ እዘን ዝስዕባ ኢየን።
- ሳራ ሃይለ
- ገነት በይን
- ምሕረት ክፍላይ
- ጸጋ ባይረ
- ኣዝመራ ብርሃነ
- ለተብርሃን ተስፋይ
- ራህዋ ቀቪ ፉቕረይ
- ትብለጽ
- ፍረወይኒ ቀሺ ኣኽሊል
- ማእዛ ቀሺ ኣኽሊል
- ኣልጋነሽ ብርሃነ
- ንግስቲ
- ልቻ ቀሺ ተኽላይ
- ሳባ ተክለሃይማኖት
- ኣኽበረት ዘርኦም
ግደ ተሳተፍቲ
- ዝያዳ ድምጺ ክረኽባ ምእንቲ ኣብ መዓልቲ እንተወሓደ ሓደ ግዜ ይደርፋ።
- ትሕዝቶ ደርፊ ባህላዊ ወይ ዘመናዊ ኮይኑ ናይ ተወዳዳሪት ፈጠራ ወይ ድማ ናይ ካልኦት ዜማ ብምቕዳሕ ዝቐርብ ኮይኑ፡ ግጥሚ ግን ምስ ልምዓት ዓድና ብምትእስሳር ክቐርብ ኣለዎ።
- ተወዳደርቲ ንኣድመጽቲ ናይ ብልጫታተን ብምግላጽ ናይ ምረጹኒ ጎስጓስ ክገብራ ይኽእላ።
Popular posts from this blog
Comments
Post a Comment