ዲጋና September 26, 2017 ዝነጠበ ማይ ተኣኪቡ ዛርዩ ንዲጋና ከቢድዎ ንታሕቲ ዘሪቑ ነዚዑ ፈልፊሉ ዛርዩ ንምድሪ ሓንስ ኣጥሊሉ ጥዑም ፋሉ። ባህጊ ትራሕ ኣይኮነን ደቂ ሓንስ ሱባአን ሽብሸባን ኣትዮምሉ እንሆ ብርሃን ኣብ ማዕዶ ትርኢቱ ንጹር ዓወት የማዕዱ። ረዘነ በርሀ 22/9/2017 Share Get link Facebook X Pinterest Email Other Apps Share Get link Facebook X Pinterest Email Other Apps Comments
Comments
Post a Comment