Skip to main content

ውድድር ደርፊ ሽንግርዋ

ውድድር  ደርፊ ሽንግርዋ ኣብ ሞንጎ እተን ካናሪ ድምጸን ኣሓትና ተጀሚሩ ከምዘሎ ነበስር።  


ተሳተፍቲ 

ተሳተፍቲ ውድድር  ደርፊ ሽንግርዋ እዘን ዝስዕባ ኢየን።
  1. ሳራ ሃይለ
  2. ገነት በይን
  3. ምሕረት ክፍላይ
  4. ጸጋ ባይረ
  5. ኣዝመራ ብርሃነ
  6. ለተብርሃን ተስፋይ
  7. ራህዋ ቀቪ ፉቕረይ
  8. ትብለጽ
  9. ፍረወይኒ ቀሺ ኣኽሊል
  10. ማእዛ ቀሺ ኣኽሊል
  11. ኣልጋነሽ ብርሃነ
  12. ንግስቲ
  13. ልቻ ቀሺ ተኽላይ
  14. ሳባ ተክለሃይማኖት
  15. ኣኽበረት ዘርኦም

ግደ ተሳተፍቲ

  • ዝያዳ ድምጺ ክረኽባ ምእንቲ ኣብ መዓልቲ እንተወሓደ ሓደ ግዜ ይደርፋ። 
  • ትሕዝቶ ደርፊ ባህላዊ ወይ ዘመናዊ ኮይኑ ናይ ተወዳዳሪት ፈጠራ ወይ ድማ ናይ ካልኦት ዜማ ብምቕዳሕ ዝቐርብ ኮይኑ፡ ግጥሚ ግን ምስ ልምዓት ዓድና ብምትእስሳር ክቐርብ ኣለዎ።
  • ተወዳደርቲ ንኣድመጽቲ ናይ ብልጫታተን  ብምግላጽ  ናይ ምረጹኒ ጎስጓስ ክገብራ ይኽእላ።   

Comments

ቀዳመይቲ ፡ ምሕረት ክፍላይ ሳራ ሃይለን ገነት በይንን ማዕረ ድምጺ ረኺበን ኣለዋ ሞ፡ እስከ መን ካልኣይ መነን ከ ሳልሳይ ትወጽእ ትኸዉን፧ እንድዒ፨፨፨

ሽንግርዋ መን ትዕወት ትብል/ሊ፧

Popular posts from this blog

ምስሊ ገደና ዓድናን ኣባዓዕላ መስቀል ዓቢ ኣብ መላእ ዓለምን ፡ ደቂ ዓዲ ሓንስ

መደበር ሬድዮ ከንቲባ ሓንስ ካብ ሽወደን

ኣዳላዊ፥ 1)  ዑቕባዝጊ ባይረ  (29/9/2017) 2)  ዑቕባዝጊ ባይረ  (26/9/2017)