ንፋስ ሸበበ ብኩሉ መኣዝን
እንትይ ኢዩ ኢለ ሓቲተ ነቲ በዓል መኣዝን
ጥዑም ወረ ጎስዐ እንክሓንን
ደቂ ሓንስ መስቀለ ሰብ መቕሰን
ኢድ ንኢድ ጨቢጦም ኣተው ንውሽጢ ካብ ወሰነ ወሰን
ሓንስ ባህ ኢልዎ ባህጉ ረኺብዎ
ከም እቲ ናይ ሰማይ ኣቦ መብጽዓ ንኣብራሃም ንኢሳቕ ተስፋ ዝሃቦ
ሓንስ ድማ እንሆ ብደቁ ኣብዚ ረኺብዎ።
እንትይ ኢዩ ኢለ ሓቲተ ነቲ በዓል መኣዝን
ጥዑም ወረ ጎስዐ እንክሓንን
ደቂ ሓንስ መስቀለ ሰብ መቕሰን
ኢድ ንኢድ ጨቢጦም ኣተው ንውሽጢ ካብ ወሰነ ወሰን
ሓንስ ባህ ኢልዎ ባህጉ ረኺብዎ
ከም እቲ ናይ ሰማይ ኣቦ መብጽዓ ንኣብራሃም ንኢሳቕ ተስፋ ዝሃቦ
ሓንስ ድማ እንሆ ብደቁ ኣብዚ ረኺብዎ።
ረዘነ በርሀ 18/09/2017
Comments
Post a Comment